ግልፂ ጨረታClosed ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ንመዳቀሊ እንስሳ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ዘራብዕ በዚ ዘሎ ምልክታ ጨረታ እዚ ኣቢሉ ክሽየጥ ሰለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 8, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 8, 2018 8:40 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥሪ 5, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ንመዳቀሊ እንስሳ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ዘራብዕ በዚ ዘሎ ምልክታ ጨረታ እዚ ኣቢሉ ክሽየጥ ሰለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ንመዳቀሊ እንስሳ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ዘራብዕ በዚ ዘሎ ምልክታ ጨረታ እዚ ኣቢሉ ክሽየጥ ሰለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 8, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 8, 2018 8:40 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥሪ 5, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ንመዳቀሊ እንስሳ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ዘራብዕ በዚ ዘሎ ምልክታ ጨረታ እዚ ኣቢሉ ክሽየጥ ሰለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኣብትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ኣብ ቐፅሪ ግቢኡ ዝርከብ ኣብ 0.4 ሄ/ር ዝዓረፈ ጠቅላላ ሸምባቆ ብናይ ባዕሉ ጉልበት ዓፂዱ ንዝወስድ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 4, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 4, 2018 8:20 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ታሕሳስ 28, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ኣብ ቐፅሪ ግቢኡ ዝርከብ ኣብ 0.4 ሄ/ር ዝዓረፈ ጠቅላላ ሸምባቆ ብናይ ባዕሉ ጉልበት ዓፂዱ ንዝወስድ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላለየ ዘገልገለን ዝተሰባበረን አቅሑት ማለት ፈርኒቸራትን ኤለክትሮኒክስን ማለት ከምኡ እውን ዝተፈላለየ ናይ መኪና ቅያር ሰፐር ጎማ :ባትሪ: አሙኔም: ቆረቆሮታት/ረታመ/ ካልኦትን ወዘተ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረ ሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ6,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላለየ ዘገልገለን ዝተሰባበረን አቅሑት ማለት ፈርኒቸራትን ኤለክትሮኒክስን ማለት ከምኡ እውን ዝተፈላለየ ናይ መኪና ቅያር ሰፐር ጎማ :ባትሪ: አሙኔም: ቆረቆሮታት/ረታመ/ ካልኦትን ወዘተ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረ ሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ ትግራይ ኣብ ግልጋሎት ዝነበረ ሙሉእ ቆርቆሮ ብቁዕሪ ቁርፅራፅ ቆርቆሮን ሓጪነመጭን ብኪሎ ብግልፂ ጨረታ ብምውድዳር ክሽይጥ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 27, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 28, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ ትግራይ ኣብ ግልጋሎት ዝነበረ ሙሉእ ቆርቆሮ ብቁዕሪ ቁርፅራፅ ቆርቆሮን ሓጪነመጭን ብኪሎ ብግልፂ ጨረታ ብምውድዳር ክሽይጥ ይደሊ::
ግልፂ ጨረታClosed ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ዘገልገሉ ኣቁሑት ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ፤ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ናይ ቢሮ ፈርንቸር ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 6, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላል እዩናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ዘገልገሉ ኣቁሑት ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ፤ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ናይ ቢሮ ፈርንቸር ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ግራናይት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 24, 2018 4:15 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ታሕሳስ 20, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ግራናይት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝተፈላለዩ ዓይነታት እስክራፕ 70 ሽሕ ሓባ ጨረታ 90 ሽሕ ኪሎግራም ፒፒክሪን ዝተበላሸዉ ከረጢት 6500 ኪሎግራም ሪሳይክል ማተሪያል 26010 ኪሎግራም ፒፒፀሊም ቀለም 1000 ኪሎግራም ካልሺየም ካርቦኔት ንደንበኛታቱ ብግልፂ ጨረታ ብምዉፃእ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎ ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 8, 2018 4:15 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ታሕሳስ 18, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝተፈላለዩ ዓይነታት እስክራፕ 70 ሽሕ ሓባ ጨረታ 90 ሽሕ ኪሎግራም ፒፒክሪን ዝተበላሸዉ ከረጢት 6500 ኪሎግራም ሪሳይክል ማተሪያል 26010 ኪሎግራም ፒፒፀሊም ቀለም 1000 ኪሎግራም ካልሺየም ካርቦኔት ንደንበኛታቱ ብግልፂ ጨረታ ብምዉፃእ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎ ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ናይ ቦኽራ ኩ/መ/ሕ/ስ/ማሕበር ዩኔን ንብረት ዝኾነ ዘገልገለ ቺሊንግ ታንከር/Chilling Tanker/ ምስ ስታፕላይዘሩ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 22, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 22, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመኮኒናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ናይ ቦኽራ ኩ/መ/ሕ/ስ/ማሕበር ዩኔን ንብረት ዝኾነ ዘገልገለ ቺሊንግ ታንከር/Chilling Tanker/ ምስ ስታፕላይዘሩ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ትካልና ይሓ ሪል-እስቴት ዘለዉዎ ዝተፈላለዩ ማዕፆታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ድሌት ዘለኩም ዓደግቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 21, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ታሕሳስ 13, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ይሓ ሪል-እስቴት ዘለዉዎ ዝተፈላለዩ ማዕፆታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ድሌት ዘለኩም ዓደግቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም::