ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2018 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት /ጎማ/ ካብ One Wash ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ንምግዛእ ከምኡዉን ኣብ እንዳማርያም ዝርከብ ዝዉገዳ መካይን ሞተር ሳይክልን ሸይጡ ኮምሽን ዝክፈል ዝኽዕል ትካል ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓዲጉደም ናይ ኤሌክትሪክ ኬብል(ገመድ)ን ቁርፅራፅ ሓፂንን ዘገልገለ ትቦን ብግልፂ ጨረታ ክሸጥ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2018 6:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲ ጉዶም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምም/ርን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ከም ኤሌክትሮኒክስ፤ሐፂነ መፂን ፤ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ፤ናይ ቢሮ ኣቁሑትን ብሓራጅ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 22, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ዓበይትን ቁርፅራፅ ሓፂንን ኣብ ግልጋሎት ዝወዓለ ስባር ዊልቸር ኣሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝማሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብ ዘለወኦ ልዑል ምህርቲ ፀባ ዝህባ ሆልስቴን ፍርዥያን ዓሌት ምሩፃት ዓሌት ከፍቲ ብምኽንያት ዕበት ደንበ ከፍቲ ቀኒሱ ክሸይጥ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክስ ቦርድ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ዝተፈላለዩ ኣብ ረብሓ ዝውዓለን ዘይውዓሱን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ደደሊ፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣካዳሚ ፖሊ ንተግባራዊ ትምህርቲ ግልጋሎት ይጥቀመሎም ዝነበሩ ናይ ዎርክ ሾፕ ኣቅሑ /ብረታ ብረት / ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፦ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣካዳሚ ፖሊ ንተግባራዊ ትምህርቲ ግልጋሎት ይጥቀመሎም ዝነበሩ ናይ ዎርክ ሾፕ ኣቅሑ /ብረታ ብረት / ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፦ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ ትግራይ መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ሰበኻ ዓዲግራት ኣብ ከተማ መቀለ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቐሪ ዝኾነ ቀፅሪ ግቢ ዝርከብ ባህር ዛፋ አሪቱ ክሸይጭ ይደሊ ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ