Closed
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓዲጉደም ናይ ኤሌክትሪክ ኬብል(ገመድ)ን ቁርፅራፅ ሓፂንን ዘገልገለ ትቦን ብግልፂ ጨረታ ክሸጥ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 2, 2018 6:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 2, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓዲ ጉዶም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ6,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።