ቤት ፅሕፈት አገልግልት መሰተ ማይ ከተማ ሸረ እንዳስላሴ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት ዝተፈላለየ መጠን ዘሎወም ትቦ ሆፕን : G1 መገጣጠሚ ፊቲንግን ካልኣይ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘለዎም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስን : ኣቅሑት ፅሬትን ሰለሰተ መለዋወጢ ኣቅሑት ዝተፈላለያ መካይን ኣርባዕተ መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ሓሙሽተ ዝተፈላለየ ኪሎዋት ዘለዎን ጀነሪተርን ዲናሞን ዘገልገላን ሐደሽትን : ሽድሽተ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ብቁርፅራፅን ሙሉኡን G1 ትቦታትን : ሸዉዓተ ዘገልግላ ቆፀርቲ: ሸሞንተ ዘገልገሉ ሮታት : ትሽዓተ ዘገልገሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ኣቅሑት ቢሮን : መለዋወጢ ኣቅሑት ጀነሪተር አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 6, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንተራ ቁፅሪ 1 50000 ቅርሺ : ንተራ ቁፅሪ ክልተን ሰለሰተን ኣርባዕተን 15000 ቅርሺ : ንተራ ቁፅሪ 5 50000 ቅርሺ ካብ ቁፅሪ ሽድሸተ ክሳብ 9 ንዘሎ ብድምር 25000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 19, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 20, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ዓበይትን ቁርፅራፅ ሓፂንን ኣብ ግልጋሎት ዝወዓለ ስባር ዊልቸር ኣሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 12, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 12, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s