ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ናይ ተሽከርከርቲ ዝተቐይረ ናይ ሞተር ዘይቲ ዝተቓፀለ ሞተር ዘይቲ/ኦልዮ በጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 26, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 22, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ናይ ተሽከርከርቲ ዝተቐይረ ናይ ሞተር ዘይቲ ዝተቓፀለ ሞተር ዘይቲ/ኦልዮ በጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ትካልና ፍረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዝተ/ዉ/ ማሕበር ኣብ ዋና መኸዝኑ ዕላላ ጥቓ ትራንስ ኢትዮጵያን መቐለ ጨንፈርን ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ዝርከቡ ዘገልገሉ ንብረታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 27, 2018 3:40 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ፍረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዝተ/ዉ/ ማሕበር ኣብ ዋና መኸዝኑ ዕላላ ጥቓ ትራንስ ኢትዮጵያን መቐለ ጨንፈርን ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ዝርከቡ ዘገልገሉ ንብረታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ግራናይት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ግራናይት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምም/ርን ኣብ ውሽጢ ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ቀላምንጦሳት(ባህርዛፍ) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 12, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምም/ርን ኣብ ውሽጢ ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ቀላምንጦሳት(ባህርዛፍ) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ሓዉዜን ኣብ ዘለዉ ዘገልገሉ ጀኔሪተራት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 22, 2018 8:00 ቅ/ሰዓትቦታሓዉዜንናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ሓዉዜን ኣብ ዘለዉ ዘገልገሉ ጀኔሪተራት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ትካልና መስፍን ብረታ ብረትና ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላልዩ ዓቐን ዘለዎ ሓፃውን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 19, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 19, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,500,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና መስፍን ብረታ ብረትና ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላልዩ ዓቐን ዘለዎ ሓፃውን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ኤስ ኦ ኤስ የህፃናት መንደሮች መቀሌ ፕሮግራም ከዚህ የጨረታ ማስታውቅያ ጋር ተያይዘው የተዘረዘሩት ያገለገሉ ንብረቶች በጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 11, 2018 4:10 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 1, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኤስ ኦ ኤስ የህፃናት መንደሮች መቀሌ ፕሮግራም ከዚህ የጨረታ ማስታውቅያ ጋር ተያይዘው የተዘረዘሩት ያገለገሉ ንብረቶች በጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል፡፡
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት አገልግልት መሰተ ማይ ከተማ ሸረ እንዳስላሴ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት ዝተፈላለየ መጠን ዘሎወም ትቦ ሆፕን : G1 መገጣጠሚ ፊቲንግን ካልኣይ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘለዎም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስን : ኣቅሑት ፅሬትን ሰለሰተ መለዋወጢ ኣቅሑት ዝተፈላለያ መካይን ኣርባዕተ መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ሓሙሽተ ዝተፈላለየ ኪሎዋት ዘለዎን ጀነሪተርን ዲናሞን ዘገልገላን ሐደሽትን : ሽድሽተ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ብቁርፅራፅን ሙሉኡን G1 ትቦታትን : ሸዉዓተ ዘገልግላ ቆፀርቲ: ሸሞንተ ዘገልገሉ ሮታት : ትሽዓተ ዘገልገሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ኣቅሑት ቢሮን : መለዋወጢ ኣቅሑት ጀነሪተር አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 6, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንተራ ቁፅሪ 1 50000 ቅርሺ : ንተራ ቁፅሪ ክልተን ሰለሰተን ኣርባዕተን 15000 ቅርሺ : ንተራ ቁፅሪ 5 50000 ቅርሺ ካብ ቁፅሪ ሽድሸተ ክሳብ 9 ንዘሎ ብድምር 25000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጥቅምቲ 22, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት አገልግልት መሰተ ማይ ከተማ ሸረ እንዳስላሴ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት ዝተፈላለየ መጠን ዘሎወም ትቦ ሆፕን : G1 መገጣጠሚ ፊቲንግን ካልኣይ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘለዎም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስን : ኣቅሑት ፅሬትን ሰለሰተ መለዋወጢ ኣቅሑት ዝተፈላለያ መካይን ኣርባዕተ መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ሓሙሽተ ዝተፈላለየ ኪሎዋት ዘለዎን ጀነሪተርን ዲናሞን ዘገልገላን ሐደሽትን : ሽድሽተ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ብቁርፅራፅን ሙሉኡን G1 ትቦታትን : ሸዉዓተ ዘገልግላ ቆፀርቲ: ሸሞንተ ዘገልገሉ ሮታት : ትሽዓተ ዘገልገሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ኣቅሑት ቢሮን : መለዋወጢ ኣቅሑት ጀነሪተር አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ተግሪ ናይ ጨርቃ-ጨርቂ ቀለም መሐደሲን መቐየሪን ን ከተማታት መኾኒ: ኣላማጣን ማይጨውን ዘማእክል ነዚ ስራሕ ብቀረባ ተረኪቡ ክሰርሕ ንዝደሊ ኣጫሪትና ክንሸይጥ ንደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 23, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 23, 2018 5:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ተግሪ ናይ ጨርቃ-ጨርቂ ቀለም መሐደሲን መቐየሪን ን ከተማታት መኾኒ: ኣላማጣን ማይጨውን ዘማእክል ነዚ ስራሕ ብቀረባ ተረኪቡ ክሰርሕ ንዝደሊ ኣጫሪትና ክንሸይጥ ንደሊ::
ግልፂ ጨረታClosed ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2018 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት /ጎማ/ ካብ One Wash ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ንምግዛእ ከምኡዉን ኣብ እንዳማርያም ዝርከብ ዝዉገዳ መካይን ሞተር ሳይክልን ሸይጡ ኮምሽን ዝክፈል ዝኽዕል ትካል ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 2, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2018 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት /ጎማ/ ካብ One Wash ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ንምግዛእ ከምኡዉን ኣብ እንዳማርያም ዝርከብ ዝዉገዳ መካይን ሞተር ሳይክልን ሸይጡ ኮምሽን ዝክፈል ዝኽዕል ትካል ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ ።