ሞገድ ኢንጂነሪንግ ን ኮንስትራክሽንን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከተማ ዉቅሮ ንዝሰርሖ ናይ ዋግዋጎ ኤሌክትሪክ ገመድን ኬብልን ፕሮጀክት ዘድልዩ ዝተፈለላዩ ናዉቲ ማለት ዕድጊት ናይ ፎርም ዎርክ ስራሕቲ ዘድልዩ እታዎታት ፥ ዕድጊት ቴንዲኖን ሽቦን ሚስማርን ፥ ዕድጊት ፀፀርን እምንን ፥ ዕድጊት ከምኡዉን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ባህርዛፍ ብጨረታ ዕድጊትንምፍፃም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 2, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 2, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳርን እንዳባፃሕማ ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብሽክሌታ : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ማለት እዉን ፈርኒቸር : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ እንስሳ አፋዉስ : አገልግሎት መጎዓዝያ ማለት እዉን ደረቅ ፅዕነት ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሮም ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 19, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ መሳርሒ ፅሕፈት 16000 ቅርሺ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 10000 ቅርሺ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብሽክሌታ 10000 ቅርሺ : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ማለት እዉን ፈርኒቸር 5000 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ : ናይ እንስሳ አፋዉስ አገልግሎት 10000 ቅርሺ : አገልግሎት መጎዓዝያ ማለት እዉን ደረቅ ፅዕነት 3000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s