ግልፂ ጨረታClosed ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት2018 ማይ ብቦጥ ኣወዳዲሩ ውዕል ክኣስር ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 9, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 10, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ታሕሳስ 6, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት2018 ማይ ብቦጥ ኣወዳዲሩ ውዕል ክኣስር ይደሊ::
ግልፂ ጨረታClosed ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ከባቢ ኣጂፕ ዝርከብ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ክፍቲ ቦታ ዝምልክቶም ትካላት ብምውድዳር ከካሪ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 15, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 16, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ከባቢ ኣጂፕ ዝርከብ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ክፍቲ ቦታ ዝምልክቶም ትካላት ብምውድዳር ከካሪ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታClosed መ/ሆ/11 ለካቲት ሆስፒታልንበጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ረሳሕ ጎሓፍ ምልዓል_ ብግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 9, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : መ/ሆ/11 ለካቲት ሆስፒታልንበጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ረሳሕ ጎሓፍ ምልዓል_ ብግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed መ/ሆ/11/ ለካቲት ንበጀት ዓመት 2018 ማይ ብቦጥ ምቕራብን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ካብ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ/መዕቀኒ/ንተማልኡ መቕረብቲ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : መ/ሆ/11/ ለካቲት ንበጀት ዓመት 2018 ማይ ብቦጥ ምቕራብን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ካብ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ/መዕቀኒ/ንተማልኡ መቕረብቲ ይዕድም
ግልፂ ጨረታClosed ሞገድ ኢንጂነሪንግ ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከተማ ዉቅሮ ንዝሰርሖ ናይ ዋግዋጎ ኤሌክትሪክ ገመድን ኬብሊን : ንፕሮጀክታት ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ዕድጊት ናይ ፎርም ወርከ ስራሕቲ ዝድለዩ እታዎታት ዕድጊት ቴንዲኖ : ሽቦን : ምስማርን : ዕድጊት ፀፀርን እምን : ዕድጊት ዝተፈላለዩ ዓይነት ባህርዛፍ ብጨረታ ዕድጊት ክፍፅምን ከምእዉን ኪራይ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታት ኤክስካቫተር :ሎለር : ሲኖትራክ : ናይ ማይ ቦቲ ወይድማ ሻወር ትራክ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 2, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 2, 2018 9:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 29, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ሞገድ ኢንጂነሪንግ ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከተማ ዉቅሮ ንዝሰርሖ ናይ ዋግዋጎ ኤሌክትሪክ ገመድን ኬብሊን : ንፕሮጀክታት ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ዕድጊት ናይ ፎርም ወርከ ስራሕቲ ዝድለዩ እታዎታት ዕድጊት ቴንዲኖ : ሽቦን : ምስማርን : ዕድጊት ፀፀርን እምን : ዕድጊት ዝተፈላለዩ ዓይነት ባህርዛፍ ብጨረታ ዕድጊት ክፍፅምን ከምእዉን ኪራይ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታት ኤክስካቫተር :ሎለር : ሲኖትራክ : ናይ ማይ ቦቲ ወይድማ ሻወር ትራክ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝተፈላላየ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስን ንቤት ፅሕፈት ፀጥታን ግልጋሎት ዝዉዕላ ሐደ ጋቢና ፒካፕ በዝሒ ክልተ መኪና በዘይ ሽፊር ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ400.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት ሕዳር 28, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝተፈላላየ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስን ንቤት ፅሕፈት ፀጥታን ግልጋሎት ዝዉዕላ ሐደ ጋቢና ፒካፕ በዝሒ ክልተ መኪና በዘይ ሽፊር ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ሞገድ ኢንጂነሪንግ ን ኮንስትራክሽንን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከተማ ዉቅሮ ንዝሰርሖ ናይ ዋግዋጎ ኤሌክትሪክ ገመድን ኬብልን ፕሮጀክት ዘድልዩ ዝተፈለላዩ ናዉቲ ማለት ዕድጊት ናይ ፎርም ዎርክ ስራሕቲ ዘድልዩ እታዎታት ፥ ዕድጊት ቴንዲኖን ሽቦን ሚስማርን ፥ ዕድጊት ፀፀርን እምንን ፥ ዕድጊት ከምኡዉን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ባህርዛፍ ብጨረታ ዕድጊትንምፍፃምዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 2, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 2, 2018 9:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሕዳር 27, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ሞገድ ኢንጂነሪንግ ን ኮንስትራክሽንን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከተማ ዉቅሮ ንዝሰርሖ ናይ ዋግዋጎ ኤሌክትሪክ ገመድን ኬብልን ፕሮጀክት ዘድልዩ ዝተፈለላዩ ናዉቲ ማለት ዕድጊት ናይ ፎርም ዎርክ ስራሕቲ ዘድልዩ እታዎታት ፥ ዕድጊት ቴንዲኖን ሽቦን ሚስማርን ፥ ዕድጊት ፀፀርን እምንን ፥ ዕድጊት ከምኡዉን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ባህርዛፍ ብጨረታ ዕድጊትንምፍፃም
ፕሮፎርማ ጨረታClosed አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ_ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከይዲ ሰራሕ ፕሮጀክት ኦፊስዝኮነት መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 25, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 25, 2018 11:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 22, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ_ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከይዲ ሰራሕ ፕሮጀክት ኦፊስዝኮነት መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ዋግዋጎ ትሬድንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ንዘለዎ ናይ መኪና ሰርቪስ ድሌት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብመልክዕ ፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ነቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቛሓ እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 30, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገለፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሕዳር 20, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ዋግዋጎ ትሬድንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ንዘለዎ ናይ መኪና ሰርቪስ ድሌት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብመልክዕ ፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ነቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቛሓ እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ግልፂ ጨረታClosed ይሓ ሪል እስቴት ሓ/ዝ/ው/ትካል ብቑዓት ተጫረቲ ኣብ ውሽጢ ህንፃ ማእኸል ንግዲ ዝርከብ ንንግዲ ዝተመደበ ውሱን ትሕዝቶ ቦታ (Limited Display Area for Commercial) ንምክራይ ዝተዓሸገ ጨረታ ከቕርቡ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 22, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ይሓ ሪል እስቴት ሓ/ዝ/ው/ትካል ብቑዓት ተጫረቲ ኣብ ውሽጢ ህንፃ ማእኸል ንግዲ ዝርከብ ንንግዲ ዝተመደበ ውሱን ትሕዝቶ ቦታ (Limited Display Area for Commercial) ንምክራይ ዝተዓሸገ ጨረታ ከቕርቡ ይዕድም።