ግልፂ ጨረታClosed ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ Expertise france funded project ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኪራይ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትካረይ ሰለዝደለየትዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 18, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 18, 2018 8:35 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ Expertise france funded project ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኪራይ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትካረይ ሰለዝደለየት
ግልፂ ጨረታClosed ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ናይ ግብርና መሬት ግሪን ሃውስ ሸድን ናይ መስኖ መልምዒን ብክረምታዊ ዝለምዕ መሬትን ብቅዓት ንዘለዎም ሰብ ሞያ ን3ተ ዓመት ከካርይ ለዝደለየ በዚ ምልክታ ጨረታ እዚ ክዕድም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 25, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 25, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ናይ ግብርና መሬት ግሪን ሃውስ ሸድን ናይ መስኖ መልምዒን ብክረምታዊ ዝለምዕ መሬትን ብቅዓት ንዘለዎም ሰብ ሞያ ን3ተ ዓመት ከካርይ ለዝደለየ በዚ ምልክታ ጨረታ እዚ ክዕድም ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ካብ ዘለዎም ህንፃ ሓደ ኣብ ታሕቲ /Graund/ ዝርከብ ናይ መኪና መሕደሪ ፓርኪንግ ቦታ ብሎክ ረ/ ኣወዳዲሩ ከካሪ ስለዝዳለ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 28, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 28, 2018 9:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ካብ ዘለዎም ህንፃ ሓደ ኣብ ታሕቲ /Graund/ ዝርከብ ናይ መኪና መሕደሪ ፓርኪንግ ቦታ ብሎክ ረ/ ኣወዳዲሩ ከካሪ ስለዝዳለ
ግልፂ ጨረታClosed ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ /ሮሳ ኮሜታ/ ዝዓይነታ ናይ ጣልያን ስርሒት ብሎኬትን ኮብልስቶንን መምረቲት ማሽን ን 5ተ ዓመት ብውልቀን ብማሕበርን ንዘምርቱ ከካርይ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 22, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 23, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ /ሮሳ ኮሜታ/ ዝዓይነታ ናይ ጣልያን ስርሒት ብሎኬትን ኮብልስቶንን መምረቲት ማሽን ን 5ተ ዓመት ብውልቀን ብማሕበርን ንዘምርቱ ከካርይ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ንኮምሺን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ብነዳዲ እተሰርሕ ደብል ጋቢና ቲዮታ ሃይልኩስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 12, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንኮምሺን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ብነዳዲ እተሰርሕ ደብል ጋቢና ቲዮታ ሃይልኩስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ኢንተፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሽንን ተሸከርከርቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክከረይ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 8, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሽንን ተሸከርከርቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክከረይ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት መዘጋጃ መቐለ ንፅሬት ዝዉዕል ተሽከርከርቲን ማሽነሪን : ፈርኒቸርን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 25, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 25, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንተሽከርከርቲን ማሽነሪን ሰነድ መግዝኢ 50000 : ንፈርኒቸርን 200000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋንተሽከርከርቲን ማሽነሪን ሰነድ መግዝኢ 1000 : ንፈርኒቸርን 300 ቅርሺዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዘጋጃ መቐለ ንፅሬት ዝዉዕል ተሽከርከርቲን ማሽነሪን : ፈርኒቸርን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት2018 ማይ ብቦጥ ኣወዳዲሩ ውዕል ክኣስር ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 15, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 15, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት2018 ማይ ብቦጥ ኣወዳዲሩ ውዕል ክኣስር ይደሊ::
ግልፂ ጨረታClosed ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልሚ በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ከይደ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ንቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳርን ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬት ካዳስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ሰርቨር ሙሉእ ፓኬጅን ሲሰተምን ስራሕቲን : ናይ ፋዉንቴን ስራሕቲ ማለት እዉን ሐወልቲ ሐየሎም ንፅገና ዝከዉን ዝተፈላለዩ ንብረት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ሕክምና : ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 21, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንሰርቨር መሉእ ፓኬጅ ሲሰተምን ስራሕቲ 120000 ቅርሺ : ንፋዉንቴን ማለት እዉን ሐወልቲ ሐየሎም ንፅገና ዝከዉን ዝተፈላለዩ ንብረት 15000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ 20000 ቅርሺ : ንናዉቲ ሕክምና 10000 ቅርሺ ሰርቪስ መኪና 10000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ1,500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልሚ በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ከይደ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ንቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳርን ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬት ካዳስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ሰርቨር ሙሉእ ፓኬጅን ሲሰተምን ስራሕቲን : ናይ ፋዉንቴን ስራሕቲ ማለት እዉን ሐወልቲ ሐየሎም ንፅገና ዝከዉን ዝተፈላለዩ ንብረት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ሕክምና : ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝማሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብ ዘለዎ ናይ መስኖ ተሓራሳይ መሬት 3.31 ሄክታር ብመስኖ ንዘልምዕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ውዕሊ ካብ ዝተኣሰረ ዕለት ጀሚሩ ን ሓደ ዓመት ከካርይ ይደሊ ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 23, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 23, 2018 3:20 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝማሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብ ዘለዎ ናይ መስኖ ተሓራሳይ መሬት 3.31 ሄክታር ብመስኖ ንዘልምዕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ውዕሊ ካብ ዝተኣሰረ ዕለት ጀሚሩ ን ሓደ ዓመት ከካርይ ይደሊ ።