ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣፅቢ እንዳስሰላሴ ነዚ ስዒቡ ዘሎ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታAtsbi
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋሀ ዝተዘርዘሩ 5000 ቅርሺ : ኣብ ለን ሐን ዘለዉ ድማ 25000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ኣብ 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት :ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ኣቅሑት ሕትመት : ቅብኣት : ፈርኒቸር : ህንፃ መሳርሒ :ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ዝፅገን መዕፆ መስኮትን: ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ጎማ መከናን : ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 19, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ፅሕፈት መሳርሒ 20000 ብር : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ጎማ መኪና : ቅብኣት : ናይ እንስሳ መድሐኒትን ናዉቲን ንሕድሕድ 5000 ብር : ኤሌክትሮኒክስ 30000 ብር : ንፈርኒቸር ዘይቲ ሞተርን መኪና : ህንፃ መሳርሒን : ሕትመትን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ዝፀገን ማዕፆን መስኮትን ናይ መኪና ፔር ፓርትን ንሕድሕድ 2000 ብር
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ወረዳ ስቡሓ ሳዕሲዕን ቤት ፍርድን ከተማ ዕ/ሓሙስ ቤት ፍርድን ን2018 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ሕትመት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ ፅሬት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ካልኦት ኣናእሽተይ መሳርሒ ኣቑሑታት ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 1, 2018 7:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 1, 2018 7:40 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ10.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ንቤት ፍርድና ግልጋሎት ዝውዕል ሃላቒ መሳርሒ ፅሕፈትን ተዛመድትን፣ ሃላቒ መሳርሒ ፅሬት፣ናይ ሕትመት መሳርሒን ንበጀት ዓመት 2018ዓ/ም በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ሕጋዉያን ነጋዶ ብምውድዳር ኣብ ጨረታ ኣሸንፍቲ ምስ ዝኾኑ ኣካላት ሕጋዊ ዉዕሊ ኣሲሩ ዕደጋ ከካይድ ስለ ዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ሮቓሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንዉድድር ይዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ