መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ፅሕፈት መሳርሒ : ሕትመት መሳርሒ : መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒ ህንፃ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲ ዳዕሮ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።