ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 15, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 15, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንወረዳ ኣፅቢ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ፅሬት ኣቅሑት :መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና :መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል: ኮምፒተርን ተዛመድትን :መሳርሒ ሕትመት :መድሓኒትን ናዉቲ ህክምና እንስሳትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 24, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 24, 2018 5:30 ቅ/ሰዓትቦታAtsbiናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 5000 : መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና 5000 :መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 4000 : ንፅሬት ኣቅሑት 2000 : ሕትመት 1000 : ኮምፒተርን ተዛመድትን 5000 : ንመድሓኒትን ናዉቲ ህክምናን እንስሳትን 10000 ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንወረዳ ኣፅቢ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ፅሬት ኣቅሑት :መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና :መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል: ኮምፒተርን ተዛመድትን :መሳርሒ ሕትመት :መድሓኒትን ናዉቲ ህክምና እንስሳትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ መለለይ መንነት ሰራሕተኛታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 26, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ መለለይ መንነት ሰራሕተኛታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንሆስፒታል አገልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ደንቢ ልብሲ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ህንፃ መሳርሒ ንብረታት : ኮምፒተርን ከምፒተር ተዛመድቲ ንብረታትን : ሕትመት ስራሕቲ ን : ናይ ገዛን ቢሮን ንብረት መፍረይት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 14, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታሽራሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንሆስፒታል አገልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ደንቢ ልብሲ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ህንፃ መሳርሒ ንብረታት : ኮምፒተርን ከምፒተር ተዛመድቲ ንብረታትን : ሕትመት ስራሕቲ ን : ናይ ገዛን ቢሮን ንብረት መፍረይት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ናይ ሕትመት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 10, 2018 4:45 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ናይ ሕትመት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ላዕሊ ከምዝተሓበረ ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ሕትመት ፀገም ንምፍታሕ ናይ ሕትመት ካብ ዘለዉሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ተገሊፁ ዘሎ ንብረት ዋጋ መሊእኩም ንክተቅርቡልና ንገልፅ ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 6, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 6, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ላዕሊ ከምዝተሓበረ ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ሕትመት ፀገም ንምፍታሕ ናይ ሕትመት ካብ ዘለዉሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ተገሊፁ ዘሎ ንብረት ዋጋ መሊእኩም ንክተቅርቡልና ንገልፅ ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ሆስፒታል ሱሑል ን 2018 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት: ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ: ኣቅሑት ፅሬት ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ስፔራት ማለት መለዋወጢ ኣቅሑት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒን ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 5, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መስከረም 26, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ሆስፒታል ሱሑል ን 2018 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት: ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ: ኣቅሑት ፅሬት ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ስፔራት ማለት መለዋወጢ ኣቅሑት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒን ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡:ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 26, 2018 9:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 27, 2018 9:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መስከረም 23, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡:
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ትካልና ንዝተፈላለዩ ሕትመታት ዝውዕል PVC Card ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00 ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መስከረም 15, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ንዝተፈላለዩ ሕትመታት ዝውዕል PVC Card ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ጉዳያት ኮምኒኬሽን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንቢሮና ዝሕተም መቃልሕ ጋዜጣ ናይ ተሽከርከርቲ ፅገና ጋራጅን ብግልፂ ጨረታ ክወዳደር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 8, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 9, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመቃልሕ ጋዜጣ 65000 ቅርሺ : ንፅገና መካይን ጋራጅ 5000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ150.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጳጉሜን 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ጉዳያት ኮምኒኬሽን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንቢሮና ዝሕተም መቃልሕ ጋዜጣ ናይ ተሽከርከርቲ ፅገና ጋራጅን ብግልፂ ጨረታ ክወዳደር ይደሊ