ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ጣብያ ጥዕና መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ሕትመትን ፅሬት ቑሑትንብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 29, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ጣብያ ጥዕና መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ሕትመትን ፅሬት ቑሑትንብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረት ምምሕዳርን ከተማ እንትጮ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬት: መሳርሐቲታት ሕትመት : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር : ፕሪንተር : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት :ወንበር : ጠረጰዛ : መፅሓፍቲ : መሳርሒ ዕጥቂ ስፖርት : ናይ እንስሳት መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 10, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታእንትጮ ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ : ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ : ንዝተረፉ ኩሎም ዓይነት ንብረታት 300 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረት ምምሕዳርን ከተማ እንትጮ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬት: መሳርሐቲታት ሕትመት : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር : ፕሪንተር : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት :ወንበር : ጠረጰዛ : መፅሓፍቲ : መሳርሒ ዕጥቂ ስፖርት : ናይ እንስሳት መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ትግራይ ካብ ናይ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝካየድ ቕነ- ኢንቨስትመንት ዘድልዩ ዝተፋላልዩ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብከባብያዊ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 4, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ትግራይ ካብ ናይ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝካየድ ቕነ- ኢንቨስትመንት ዘድልዩ ዝተፋላልዩ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብከባብያዊ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ማእከላይ ኣብያተ ፍርዲ ዞባ ማእከል ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ሕትመት : ኣናእሽተይ ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኣቅሑት ማሽነሪ መለዋወጢ : ኣቅሑት መኪናን : ንፅገና ገዛን ፅገና ማሽን ዝዉዕል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 3:10 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2018 3:20 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ማእከላይ ኣብያተ ፍርዲ ዞባ ማእከል ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ሕትመት : ኣናእሽተይ ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኣቅሑት ማሽነሪ መለዋወጢ : ኣቅሑት መኪናን : ንፅገና ገዛን ፅገና ማሽን ዝዉዕል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ብናይ 2018 ዓም መደበኛ በጀት ኣብታ ወረዳ ዝርከባ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ስራሕቲ : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምን ኣቅሑት ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 30000 : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት 5000 : ናይ ሕትመት ስራሕቲ 5000 : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 45000 : ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምን ኣቅሑት 15000 ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ብናይ 2018 ዓም መደበኛ በጀት ኣብታ ወረዳ ዝርከባ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ስራሕቲ : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምን ኣቅሑት ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 28, 2018 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 29, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 18, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 18, 2018 10:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 15, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 15, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንወረዳ ኣፅቢ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ፅሬት ኣቅሑት :መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና :መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል: ኮምፒተርን ተዛመድትን :መሳርሒ ሕትመት :መድሓኒትን ናዉቲ ህክምና እንስሳትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 24, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 24, 2018 5:30 ቅ/ሰዓትቦታAtsbiናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 5000 : መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና 5000 :መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 4000 : ንፅሬት ኣቅሑት 2000 : ሕትመት 1000 : ኮምፒተርን ተዛመድትን 5000 : ንመድሓኒትን ናዉቲ ህክምናን እንስሳትን 10000 ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንወረዳ ኣፅቢ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ፅሬት ኣቅሑት :መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና :መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል: ኮምፒተርን ተዛመድትን :መሳርሒ ሕትመት :መድሓኒትን ናዉቲ ህክምና እንስሳትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ መለለይ መንነት ሰራሕተኛታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 26, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ መለለይ መንነት ሰራሕተኛታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ