ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ጣብያ ጠዕና መቐለ ንፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ሕተመት ስራሕቲ ክገዝእ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 11, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ጣብያ ጠዕና መቐለ ንፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ሕተመት ስራሕቲ ክገዝእ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ እንዳባጎና ናይ 2018 ዓም መደበኛ በጀት ዓመት ተጠቂሙ ኣብ ከተማና ከተማ እንዳባጉና ዝረከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሃለቅትን ቀወምቲን ንብረታት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ስራሕቲን : ናይ ኤሌክተሮኒክስ መሳርሒታትን : ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታእንዳባ ጉናናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንፅሕፈት መሳርሒን 10000 ቅርሺ :ሃለቅትን ቀወምቲን ኣቅሑት 3000 ቅርሺ : ንናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳረሒታት 10000 ቅርሺ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት 3000 ቅርሺ : ናይ ሕትመት መሳርሒታት 3000 ቅርሺ : ንስፖርት ዕጥቂ 3000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 3, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ እንዳባጎና ናይ 2018 ዓም መደበኛ በጀት ዓመት ተጠቂሙ ኣብ ከተማና ከተማ እንዳባጉና ዝረከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሃለቅትን ቀወምቲን ንብረታት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ስራሕቲን : ናይ ኤሌክተሮኒክስ መሳርሒታትን : ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንወረዳ ሓውዜን ቤት ፍርዲ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ናይ ኤሌክትሮኒክ ፤ ፈርኒቸር ፤ፅርየት መሳርሒ ፤ ሕትመት መሳርሒ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 23, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 23, 2018 3:00 ቅ/ሰዓትቦታሓዉዜንናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብበ ሎቱ ይፈላለ እዩናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንወረዳ ሓውዜን ቤት ፍርዲ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ናይ ኤሌክትሮኒክ ፤ ፈርኒቸር ፤ፅርየት መሳርሒ ፤ ሕትመት መሳርሒ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2018 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕትመት መሳርሒ : ናይ ሰረሕተኛታት ሰርቪስ መኪና አዉቶብስ: ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ምግቢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታዓድዋናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 1, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2018 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕትመት መሳርሒ : ናይ ሰረሕተኛታት ሰርቪስ መኪና አዉቶብስ: ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ምግቢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣብ ወረድኡ ንዘለዎ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ን 2018 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናሽተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት መሳርሒ :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ናይ እንስሳ መድሓኒት ናዉቲ መሳርሕን: ናይ ሞትር ሳይክል ጉልበት ፅገናን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ከስርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታራማናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ35,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣብ ወረድኡ ንዘለዎ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ን 2018 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናሽተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት መሳርሒ :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ናይ እንስሳ መድሓኒት ናዉቲ መሳርሕን: ናይ ሞትር ሳይክል ጉልበት ፅገናን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ከስርሕን ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅራ ወንበርታ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ስሩዕ በጀት ዕጥቂ ስፖርት : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ሕትመት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮን: መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና :ሞትር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ወይድማ ስፔር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 10, 2018 5:00 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅራ ወንበርታ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ስሩዕ በጀት ዕጥቂ ስፖርት : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ሕትመት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮን: መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና :ሞትር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ወይድማ ስፔር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኢንስቲዩቲት ምርምር ጥዕና ንፈዉሲ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ለዉዝ ቅብኣት ካርቶን መትሓዚ ሎዝ ቅብኣትን ክገዝእ ይደሊ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንስቲዩቲት ምርምር ጥዕና ንፈዉሲ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ለዉዝ ቅብኣት ካርቶን መትሓዚ ሎዝ ቅብኣትን ክገዝእ ይደሊ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ን2018 በጀት ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ መደበኛ በጀት ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ፅሕፈት መሳረሒ፣ፅሬት መሳርሒ፣ሕትመት፣ ኤልክትሮንክስ ፣ፈርንቸር ናይ ቢሮ ኣቁሑት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑቲን መኪና መለዋወጢ ኣቁሑቲን /ስፔር/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታAtsbiናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ን2018 በጀት ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ መደበኛ በጀት ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ፅሕፈት መሳረሒ፣ፅሬት መሳርሒ፣ሕትመት፣ ኤልክትሮንክስ ፣ፈርንቸር ናይ ቢሮ ኣቁሑት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑቲን መኪና መለዋወጢ ኣቁሑቲን /ስፔር/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ንኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት: ሕትመት : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት: ናይ ጎማ መኪና ካበ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክህትምን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 4, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 2000 ብር ናይ መኪና ጎማ 5000 ብር ናይ ፅሬት መሳርሒ 2000 ብር ንሕትመት 2000 ብር ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ንኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት: ሕትመት : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት: ናይ ጎማ መኪና ካበ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክህትምን ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንበጀት 2018 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ሕትመት : ዘይትን ቅብኣትን ከምእዉን ኣቅሑት ፅሬት : ኣናሽተይ መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስን ኣክሰሰሪ : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ናይ መኪና ጎማን ስፐርን መገያየፂ : ኤሌክትሮኒክስን : ፈርኒቸር ኣቅሑትን ብክልላዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንበጀት 2018 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ሕትመት : ዘይትን ቅብኣትን ከምእዉን ኣቅሑት ፅሬት : ኣናሽተይ መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስን ኣክሰሰሪ : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ናይ መኪና ጎማን ስፐርን መገያየፂ : ኤሌክትሮኒክስን : ፈርኒቸር ኣቅሑትን ብክልላዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ