ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ምጉብናይ ንዝርከቡ ከባብያዊ መጎብነይቲ ዝኸውን ደንቢ ክዳን ብሕትመት ከስርሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 11, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 8, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ምጉብናይ ንዝርከቡ ከባብያዊ መጎብነይቲ ዝኸውን ደንቢ ክዳን ብሕትመት ከስርሕ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቶም ቀፂሎም ብሎት ዝተገለፁ ግልጋሎታት ክረክብ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 19, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቶም ቀፂሎም ብሎት ዝተገለፁ ግልጋሎታት ክረክብ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ብቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስብዓ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት አዉን እስፔር ፓርት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሕትመትን ከምእዉን ናይ ኢንዳስትሪ ናዉቲታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክግልገለን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት መለዋወጢ :ኣቅሑት መኪናን : ኢንዳስትሪያላዊ ናዉቲን : ንነብስወከፍ መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ :ንኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሕትመት ስራሕቲ መከበሪ ዉሕስና ጨረታ ቢድቦንድ 3000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ብቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስብዓ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት አዉን እስፔር ፓርት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሕትመትን ከምእዉን ናይ ኢንዳስትሪ ናዉቲታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክግልገለን ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕ/ ስለ ዝደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 12, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕ/ ስለ ዝደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ኣብ 2018 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ንዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን ህክምናን : ባትሪን ተሸከርክርትን : መቀያየሪ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ : ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ስፖርት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታናዕዴር ዓዴት ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንመሳርሒ ፅሕፈት 25000 ቅርሺ : ሕትመት 2000 ቅርሺ : ናይ ኣቅሑት ፅሬት 1500 ቅርሺ : ንእስሳት መድሓኒትን ናዉቲን ህክምናን 1500 ቅርሺ : ንጎማን ባትሪን ተሽከርከርቲ 10000 ቅርሺ : መቀያየሪ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ 10000 ቅርሺ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 2500 ቅርሺ : ንናይ ስፖርት ኣቅሑት 500 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ኣብ 2018 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ንዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን ህክምናን : ባትሪን ተሸከርክርትን : መቀያየሪ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ : ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ስፖርት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ጣብያ ጠዕና መቐለ ንፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ሕተመት ስራሕቲ ክገዝእ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 11, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ጣብያ ጠዕና መቐለ ንፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ሕተመት ስራሕቲ ክገዝእ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ እንዳባጎና ናይ 2018 ዓም መደበኛ በጀት ዓመት ተጠቂሙ ኣብ ከተማና ከተማ እንዳባጉና ዝረከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሃለቅትን ቀወምቲን ንብረታት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ስራሕቲን : ናይ ኤሌክተሮኒክስ መሳርሒታትን : ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታእንዳባ ጉናናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንፅሕፈት መሳርሒን 10000 ቅርሺ :ሃለቅትን ቀወምቲን ኣቅሑት 3000 ቅርሺ : ንናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳረሒታት 10000 ቅርሺ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት 3000 ቅርሺ : ናይ ሕትመት መሳርሒታት 3000 ቅርሺ : ንስፖርት ዕጥቂ 3000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 3, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ እንዳባጎና ናይ 2018 ዓም መደበኛ በጀት ዓመት ተጠቂሙ ኣብ ከተማና ከተማ እንዳባጉና ዝረከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሃለቅትን ቀወምቲን ንብረታት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ስራሕቲን : ናይ ኤሌክተሮኒክስ መሳርሒታትን : ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንወረዳ ሓውዜን ቤት ፍርዲ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ናይ ኤሌክትሮኒክ ፤ ፈርኒቸር ፤ፅርየት መሳርሒ ፤ ሕትመት መሳርሒ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 23, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 23, 2018 3:00 ቅ/ሰዓትቦታሓዉዜንናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብበ ሎቱ ይፈላለ እዩናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንወረዳ ሓውዜን ቤት ፍርዲ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ናይ ኤሌክትሮኒክ ፤ ፈርኒቸር ፤ፅርየት መሳርሒ ፤ ሕትመት መሳርሒ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2018 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕትመት መሳርሒ : ናይ ሰረሕተኛታት ሰርቪስ መኪና አዉቶብስ: ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ምግቢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታዓድዋናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 1, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2018 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕትመት መሳርሒ : ናይ ሰረሕተኛታት ሰርቪስ መኪና አዉቶብስ: ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ምግቢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣብ ወረድኡ ንዘለዎ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ን 2018 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናሽተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት መሳርሒ :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ናይ እንስሳ መድሓኒት ናዉቲ መሳርሕን: ናይ ሞትር ሳይክል ጉልበት ፅገናን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ከስርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታራማናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ35,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣብ ወረድኡ ንዘለዎ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ን 2018 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናሽተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት መሳርሒ :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ናይ እንስሳ መድሓኒት ናዉቲ መሳርሕን: ናይ ሞትር ሳይክል ጉልበት ፅገናን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ከስርሕን ይደሊ