ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 1, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 29, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 26, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብታ ከተማ ንዝርከቡ ቤት ፅሕፈታት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት ናውንቲ ፀሬት ኮምፒተርን መለዋወጢ ኮምፒተርን መላወወጥን መኪናን ሞተርን ንስራሕቲ ሕትመት ዝውዕሉ ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት ዕጥቂ ስፖርት ናይ እንስሳ መድሃኒትን ናውንቲ ሕክምና ናውንቲ ኤሌክትሪክ ማለት ውን ዓባይ ጀነረተርን ዘይቲ ሞተርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 6, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታታሕታይ ኣድያቦናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሕዳር 20, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብታ ከተማ ንዝርከቡ ቤት ፅሕፈታት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት ናውንቲ ፀሬት ኮምፒተርን መለዋወጢ ኮምፒተርን መላወወጥን መኪናን ሞተርን ንስራሕቲ ሕትመት ዝውዕሉ ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት ዕጥቂ ስፖርት ናይ እንስሳ መድሃኒትን ናውንቲ ሕክምና ናውንቲ ኤሌክትሪክ ማለት ውን ዓባይ ጀነረተርን ዘይቲ ሞተርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 23, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ምጉብናይ ንዝርከቡ ከባብያዊ መጎብነይቲ ዝኸውን ደንቢ ክዳን ብሕትመት ከስርሕ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 23, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ምጉብናይ ንዝርከቡ ከባብያዊ መጎብነይቲ ዝኸውን ደንቢ ክዳን ብሕትመት ከስርሕ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዝውዕሉ ላሚኔት ሕትመት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 24, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 25, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዝውዕሉ ላሚኔት ሕትመት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሓላፍነት፣ ሽም ቲተርን ክቢ ማሕተምን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ መቕረብቲ ወይ ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 15, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሓላፍነት፣ ሽም ቲተርን ክቢ ማሕተምን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ መቕረብቲ ወይ ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 19, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 15, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : መድሓኒት እንስሳት : መሳርሒ ሕትመት : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት: ዕጥቂ ስፖርት : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 1, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 1, 2018 5:30 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 30000 ቅርሺ : ን እንስሳት መድሓኒት 5000 ቅርሺ :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 5000 ቅርሺ : ንመለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር 5000 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት ዕጥቂ ስፖርት ንመሳርሒ ሕትመት ንነብሰወከፎም ንብስወከፎም 2000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 15, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : መድሓኒት እንስሳት : መሳርሒ ሕትመት : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት: ዕጥቂ ስፖርት : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዝተፈላለየ ኣቅሑት ምድብ ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሕትመት : ሃለቅትን ቀወምትን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን : መለዋወጢ ፅሬት ኣቅሑትን ብብርኪ ክልል ትግራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 24, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 25, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት : ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ 15000 ቅርሺ : ንሕትመት መሳርሒ 5000 ቅርሺ : ንፅሬት ኣቅሑትን : ሃለቅት ኣቅሑትን ቀወምትን 2500 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዝተፈላለየ ኣቅሑት ምድብ ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሕትመት : ሃለቅትን ቀወምትን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን : መለዋወጢ ፅሬት ኣቅሑትን ብብርኪ ክልል ትግራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ