ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ንቤት ፅሕፈትና ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት : ሞተርሳይክል: ማህተም : ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣክሱም
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።