እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንብረት ንምዕዳግ ካብ ዝተመደበልና በጀት ንብረት ሎት ሐደ ናይ ኤሌክትሮኒከስ መሳርሒ :ሎት ክልተ አሌክትሪክ መሳርሒ : ሎት ሰለሰተ ህንፃ መሳርሒ : ሎት ኣርባዕተ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ሓሙሽተ ፅሬት መሳርሒ : ሎት ሽድሽት ሕትመት ኣብ ሽድሽተ ሎት ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ቢንካርድ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 11, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዳይሬክተር ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንሆስፒታል ግልጋሎት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ፅሕፈት መሳርሒ : ሕትመት ስራሕቲን : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 5, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንወረዳን ከተማታትን ሴክተራትን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ንክሕትም ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2017 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመትን ቅጥዓቅጥዕን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ክሐትም ይደሊ:፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ዀሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንተገልገልቲ ሓባሪ ዝኾነ ናይ ነፃን ብክፍሊትን ጠቅላላ ኣብ ኩ/ሓ/ሆስፒታል ዝወሃብ ግልጋሎት ዘርኢ ሰደቃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ንምግዛእን ንምስራሕን ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 16, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኩሓ ተወሳኺ ኣንብብ
መባእታዊ ሆስፒታል ዶሃን ንአገልጋሎት እቲ ቤት ዕዩ ዝዉዕል ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒ ፅሕፈትን :መሳርሒ ህትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሮብ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 10, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራት መቐለ ንቤት ፅሕፈቱ ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ማለት እውን ናይ ኣባልነት ነጋዶ መለለዪ መንነት ንምስራሕ ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ