ተዓፅዩ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ዘድሊ ሎት 1 ናይ ሰራሕተኛታት ናይ ስራሕ ኽዳንን ጫማን፣ ሎት 2 መጋረጃታት፣ ሎት 3 ዝተፈላለዩ ናውቲ ፅሬት ፣ ሎት 4 ዓራት፣ ሎት 5 ፀባ፣ ሎት 6 መሳርሒ ፅሕፈት፣ ሎት 7 መለዋወጢ ኣቅሑት ተሸከርከርቲን ማሽናትን ፣ ሎት 8 ንፅገናታት ዝውዕሉ መፋትሕን ማሽናትን፣ ሎት 9 ዲስክ ቶፕ ኮምፒተራት፣ ሎት 10 GI ከምኡውን DCI ቱቦታትን መገጣጠምታትን ሎት 11፣ GI ከምኡውን GS ቱቦታትን መገጣጠምታትን፣ ሎት 12 HDPE መገጣጠምታትን GI GS ቱቦታትን መገጣጠምታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ሕጋውያን ተወዳደርቲ ጨረታ ሰነድ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 3, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 3, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ንብረታት ን 2011 ዓ/ም ንኣጠቃላሊ ነቲ ዓመት ስራሕ መካየዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጥምን : ፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ኣቅሑ ቢሮ (ፈርኒቸር) : ናይ መኪና ጎማን ካላማደሪያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 2, 2011 8:31 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 2, 2011 8:40 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

Fresweat Trading Plc invites all interested and eligible bidders for purchasing of "Cap for all water bottles,preform for 21grarn, 33gram and 43grarn, Plastic poly bag for 0.6 Litre, 1.2Litre and 2Litre"

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 9, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 9, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ማይጨው ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ቱቦታት፣ናይ ማይ ብረት፣መገጣጠሚታት ቆፀርቲ ማይ፣ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 29, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 29, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝረከቡ ከይዲ ስራሕ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ቱቦን መገጣጠሚን ቆፃሪትን ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ናይ ቢሮ ኣቑሑ ፈርኒቸር፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ንኽትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 23, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 24, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታኮረም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ