ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፋዉንቴንን ናይ ኤሌክትሪን ቡንባን ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከትገዝእ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 25, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 25, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

መበእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ንበጀት ዓመት 2013ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቆምትን ሃለቅትን አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ክንዕድግ ስለዝደለና ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2 ፅሬት ኣቅሑት ሎት 3 ህንፃ መሳርሒ ሎት 4 ማይ ኣቅሑት ሎት5 ኤሌትሪክ ኣቅሑት ሎት 6 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ሎት 7 ቃሚ ንብረት ሎት 8 ናይ ተሽከርካሪ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ንክትጨረቱ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 4, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 4, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮሮም ኣብ 2013ዓ/ም ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ንዝርከቡ ከይዲ ስራሕቲ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ሎት 1 መገጣጠምን ቱቦን ቆፃርን ሎት 2 መለዋወጢ ሞተር ማይ / ፓምፕ/ ሎት3 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 4 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሎት 5 ኣቅሑ ፅሬት በቢ ዘርፉ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 4, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታኮረም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s