ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ፎቶ ኮፒን ምጥራዝን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ምስ ስዓራይ ውዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 21, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 21, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሓምለ 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ፎቶ ኮፒን ምጥራዝን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ምስ ስዓራይ ውዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ መቐለ ቤት ህንፀት ን 2018ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ዝተፋላለዩ ኤለክትሮኒክስ ንብረት ናይ ኢድ ሞያ ጥራሕ ንምዕጋን ፣ናይ ተሃነፅቲ ጉርዲ ፎቶ ምሕፃብ፣ ናይ ዝተፋላሊያ ፕሪንተራት ቀለም ምምላእ ካብ ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ክሳብ ሰነ 30/10/2018ዓ/ም ዉዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 16, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሓምለ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : መቐለ ቤት ህንፀት ን 2018ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ዝተፋላለዩ ኤለክትሮኒክስ ንብረት ናይ ኢድ ሞያ ጥራሕ ንምዕጋን ፣ናይ ተሃነፅቲ ጉርዲ ፎቶ ምሕፃብ፣ ናይ ዝተፋላሊያ ፕሪንተራት ቀለም ምምላእ ካብ ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ክሳብ ሰነ 30/10/2018ዓ/ም ዉዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል 1. ናይ ፈርኒቸር ፅገና ግልጋሎት ሎት-1 2. ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ ፅገና ግልጋሎት ሎት-2 3. ናይ ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ሎት-3 ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሓምለ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት+1 ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል 1. ናይ ፈርኒቸር ፅገና ግልጋሎት ሎት-1 2. ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ ፅገና ግልጋሎት ሎት-2 3. ናይ ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ሎት-3 ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዶክመንቴሽንን ናይ ፅሬት ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 11, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 11, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዶክመንቴሽንን ናይ ፅሬት ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላለዩ ተሃነፅቲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 24, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 24, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎትናይ ሕትመት ስራሕቲ ተወሳኺ ኣንብብ : መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላለዩ ተሃነፅቲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላለዩ ተሃነፅቲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 10, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሕዳር 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላለዩ ተሃነፅቲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላለዩ ተሃነፅቲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 22, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 22, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላለዩ ተሃነፅቲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ካላውዶ ንምክያድ ብፕሮፎርማ ኣወዳ ከካይድ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 10, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 10, 2016 10:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሚያዝያ 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ካላውዶ ንምክያድ ብፕሮፎርማ ኣወዳ ከካይድ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ሎሚዘበን ንዝበዓል በዓል ዓወት ኩናት ዓድዋ ብድምቀት ንምብዓል ነቲ በዓል ብቪድዮን ብፎቶግራፍን ክስንድ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 13, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 13, 2016 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ--ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም የካቲት 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ሎሚዘበን ንዝበዓል በዓል ዓወት ኩናት ዓድዋ ብድምቀት ንምብዓል ነቲ በዓል ብቪድዮን ብፎቶግራፍን ክስንድ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ካሜራ ምስ ኣክሰሰሪኡን ኪኢላን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 5, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ የካቲት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ካሜራ ምስ ኣክሰሰሪኡን ኪኢላን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ