ፕሮፎርማ ጨረታClosed ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝዉዕል ናይ እልክትሮኒክሰን ናይ መካይን ሰፔር ፓርቲን ብምልጣፍን ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 14, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 14, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝዉዕል ናይ እልክትሮኒክሰን ናይ መካይን ሰፔር ፓርቲን ብምልጣፍን ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት (ንብረት) ክትዕድል ስለዝደለየት::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 13, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 13, 2017 4:05 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት (ንብረት) ክትዕድል ስለዝደለየት::
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ት/ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዝሩ ናይ ሞተራት ኣቁሕት አዋዳዲሩ ክዕድግ ይድሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 12, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይተገለፀንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጥቅምቲ 9, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ት/ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዝሩ ናይ ሞተራት ኣቁሕት አዋዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ዘፈር ልምዓት እቶትን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ እንደርታ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም በጀት ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ መሳርሒ ፅሕፈትን : ናይ ፅሕፈት ኣቅሑት ፡ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፡ ኣቅሑት ቢሮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 27, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50.00ናይ ደኩመንት ዋጋይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሕፈት ኣቅሑት ጨረታ መከበሪ ቢድቦንድ 5000 ቅርሺ፡ ናይ ሕትመት ስራሕቲ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፡ ኣቅሑት ቢሮን ስራሕቲን ጨረታ መከበሪ ቢድቦንድ ናይ ሕድሕድ ድማ 3000 ቅርሺ ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ዘፈር ልምዓት እቶትን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ እንደርታ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም በጀት ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ መሳርሒ ፅሕፈትን : ናይ ፅሕፈት ኣቅሑት ፡ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፡ ኣቅሑት ቢሮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ነቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ሎት ክልተ ናይ መኪና ጎማ ከብ ሕጋያን መቅረብቲ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 20, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 20, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ነቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ሎት ክልተ ናይ መኪና ጎማ ከብ ሕጋያን መቅረብቲ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ካብ መንግስታዊ በጀት ንኣብያት ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቅሑት :ኤሌክትሮነክስ : ኮምፒተርን መለዋወጢ ኣቅሑትን ኮምፒተርን :መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ :ናይ ፅሬት ኣቅሑት :ናይ ስፖርት ዕጥቂታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 11, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 11, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሽራሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ካብ መንግስታዊ በጀት ንኣብያት ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቅሑት :ኤሌክትሮነክስ : ኮምፒተርን መለዋወጢ ኣቅሑትን ኮምፒተርን :መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ :ናይ ፅሬት ኣቅሑት :ናይ ስፖርት ዕጥቂታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed የኢትዮጵያ ገቢዎች ሚኒስቴር መቐለ ቅ/ፅ/ቤት ድርጅቶችን በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ የሚከተሉትን እቃዎች ግዥ መፈፀም ይፈልጋል፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 27, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበየ ሎቱ ይለያያልናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : የኢትዮጵያ ገቢዎች ሚኒስቴር መቐለ ቅ/ፅ/ቤት ድርጅቶችን በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ የሚከተሉትን እቃዎች ግዥ መፈፀም ይፈልጋል፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡-ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 8, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 8, 2017 3:10 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡-
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ጎማ ምስ ካላመደርኡን ባትሪ ናይ መኪናን ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 8, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 8, 2017 5:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ጎማ ምስ ካላመደርኡን ባትሪ ናይ መኪናን ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ከስስ ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ሩይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ገስጋሎት ዝውዕስ ናይ ናይ መኪና መስዋወጠ/ስፔር ኣቅሑት ብምስከታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜስ ወዳዲሩ ከዕድገ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 8, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 8, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ከስስ ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ሩይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ገስጋሎት ዝውዕስ ናይ ናይ መኪና መስዋወጠ/ስፔር ኣቅሑት ብምስከታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜስ ወዳዲሩ ከዕድገ ይደሊ።