ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ መሳርሒ ኣቅሑትን ላብራቶሮ : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ጎማ ኮስተር መኪና :ብሎኬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 4, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 4, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንላብራቶሪ ኣቅሑት 3000 :መሳርሒ ፅሕፈት 3000 : ኣቅሑት ፅሬት 3000 : ጎማ ኮስተር መኪና 3000 :ብሎኬትን 3000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ንኩለን ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ፅሕፈት መሳርሒ : ብኤሌክትሮኒክስ ወይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑትን: ብናይ እንስሳ ናዉቲ ህክምና : ብናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል መኪናን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 27, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንናይ ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ : ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ 3000 ቅርሺ : ንናይ እንስሳ ናዉቲ ህክምና 3000 ቅርሺ : ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት እዉን ሞተር ሳይክል መኪና 5000 ቐርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s