• መውፅኢ
  • ምልክታ ጨረታ
    • ናይ ቀረባ
    • ግልፂ ጨረታ
    • ፕሮፎርማ ጨረታ
    • ጨረታ መደብ
    • ጨረታ ደረጃ
      • ከባብያዊ
      • ክልላዊ
      • ሃገራዊ
      • ዓለም-ኣቀፍ
    • ብድርጅት
    • ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
    • ጨረታ መድለይይ
  • ግልጋሎትና
  • ክፍሊት
  • ብዝዓባና
  • ኣድራሻና
  • ኤፍ.ኤ.ኪው
  • ይመዝገቡ
  • እተው
ድለ (Ctrl+/)
    • Amharic
    • English
  • Login

    Please sign-in to your account and start the adventure

    Forgot Password?

ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ምልክታ ጨረታታት: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ገፅ 103

  1. መውፅኢ
  2. መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  3. መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ገፅ 103
ግልፂ ጨረታ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ መኪና ስፔርን ጎማን መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 12, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 12, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ መኪና ስፔርን ጎማን መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።
ግልፂ ጨረታ
ተዓፅዩ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ አብ ታሕቲ ብምድብ ተጠቂሶም ዘለዉ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ ግልፂ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመኪና ክራይ
ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ አብ ታሕቲ ብምድብ ተጠቂሶም ዘለዉ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ ግልፂ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት ይዕድም
ፕሮፎርማ ጨረታ
ተዓፅዩ

ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ንመኪና መቐያየሪ ንብረት/ስፔር ፓርት/ ካብ ሕጋውያን መቕረብቲ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕውዕ ፦

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 3, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 6, 2016 3:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ንመኪና መቐያየሪ ንብረት/ስፔር ፓርት/ ካብ ሕጋውያን መቕረብቲ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕውዕ ፦
ፕሮፎርማ ጨረታ
ተዓፅዩ

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑትን ናይ ፅሬት ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 5, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 5, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት+1
ተወሳኺ ኣንብብ : መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑትን ናይ ፅሬት ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምብራቅ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ዝረከባ ተሽከርከርቲ ወይ እዉን ኣቅሑት መለዋወጢ ንብረት ኣቅሑት መኪና ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 16, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 16, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓዲግራት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምብራቅ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ዝረከባ ተሽከርከርቲ ወይ እዉን ኣቅሑት መለዋወጢ ንብረት ኣቅሑት መኪና ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታ
ተዓፅዩ

ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ሕትመት ኣቅሑት :ናይ ኢሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ መኪና ኣቅሑትን: ናይ ስልኪ ቆፎን መቀያየረን : ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 4, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 4, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ-
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሚያዝያ 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና+3
ተወሳኺ ኣንብብ : ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ሕትመት ኣቅሑት :ናይ ኢሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ መኪና ኣቅሑትን: ናይ ስልኪ ቆፎን መቀያየረን : ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታ
ተዓፅዩ

ቤት መዘጋጃ ዓድዋ ኣብ 2016 ዓም ንከይዲ ስራሕቲ ካብ ዝተመደበሎም በጀት ንግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ናይ መኪና ጎማታትን ተዛመድቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 2, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 2, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሚያዝያ 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዘጋጃ ዓድዋ ኣብ 2016 ዓም ንከይዲ ስራሕቲ ካብ ዝተመደበሎም በጀት ንግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ናይ መኪና ጎማታትን ተዛመድቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታ
ተዓፅዩ

ደም ባንኪ ዓዲግራት ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ብዝተፋለለየ ዘርፊታት ብግልፂ ጨረታ ካብ መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 2, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 2, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓዲግራት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ500.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 2, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ሕትመት ስራሕቲ+1
ተወሳኺ ኣንብብ : ደም ባንኪ ዓዲግራት ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ብዝተፋለለየ ዘርፊታት ብግልፂ ጨረታ ካብ መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ተዓፅዩ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 22, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 22, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታ
ተዓፅዩ

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 29, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 29, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።
  • First
  • Previous
  • 99
  • 100
  • 101
  • 102
  • 103
  • 104
  • 105
  • 106
  • 107
  • Next
  • Last ›

ጨረታ መደብ

  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (65)
    • ዕዲጊት ሶፍትዌር (21)
    • ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል (30)
    • ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና (14)
  • ኮንስትራክሽን (995)
    • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን (463)
    • መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን (95)
    • ስራሕቲ ማይ (259)
    • ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን (142)
  • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4513)
    • ኮምፒተርን ተዛመድቲ (940)
    • ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን (646)
    • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን (2889)
  • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (301)
    • ኣካውንቲን ተዛማድኡን (143)
    • ኦዲት ተዛማድኡን (157)
  • ሕርሻ (531)
    • ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ (185)
    • ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን (96)
    • ሕርሻ መሺነሪ (77)
    • ፍዮሪን ሆልቲካልቸር (107)
    • ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ (57)
  • ህንፃ መሳርሒ (3439)
    • ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን (623)
    • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት (952)
    • ናይ ምህንድስና ኣቁሑት (123)
    • ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን (246)
    • ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ (532)
  • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1713)
    • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት (1607)
    • ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት (80)
  • ምምካር (187)
    • ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን
    • ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ (8)
    • ሌጋል ኮንሳልታንሲይ (14)
    • ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ (28)
    • ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ (62)
    • ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ (33)
    • ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ (3)
    • ቋንቋ ትርጉም (39)
  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
    • ጥዕና ተንከፍ ስልጠና (6)
    • መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት (145)
    • ትምህርቲን ትሬይንግ (28)
    • ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር (18)
  • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1868)
    • ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን (958)
    • ምግጣምን ፅገናን (64)
    • ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን (833)
  • ምግብን መስተን (573)
    • ኣቅርቦት ምግቢ (439)
    • ካፌን ሬስትራንትን (125)
  • እግድ (50)
    • ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ (27)
    • መኪና ሓራጅ (14)
    • ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ (9)
  • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (70)
    • ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (19)
    • ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ (42)
  • ፈርኒቸር (1296)
    • ገዛ ፈርኒቸር (31)
    • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር (1188)
    • ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር (62)
  • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (92)
  • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (5)
  • ጥዕና (268)
    • ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት (23)
    • ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ (245)
  • ናገዛ ኣቁሑት (98)
  • ኢንሹራንስ (4)
  • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (301)
    • ፀረ ባልዕን ነፍሳትን (4)
    • ኬሚካልን ሪኤጀንት (144)
    • ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ (152)
  • መሬትን ሊዝን (69)
  • ፅገና (818)
    • ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን (213)
    • ፅገና ሞተርሳይክል (149)
    • ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት (72)
    • ፅገና ተሽከርካሪ (302)
    • ፅገና ማሽነሪ (21)
    • ካልኦት ፅገና (52)
  • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (420)
    • ናይ መድሓኒት ምህርቲ (274)
    • ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን (25)
    • ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን (109)
  • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (22)
  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3092)
    • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት (2977)
    • ናይ ቢሮ አቁሑት (115)
  • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
  • ምስሊን ቀረፃን (25)
    • ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት (20)
    • ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ (5)
  • ስራሕቲ ሕትመት (1665)
    • ናይ ሕትመት ስራሕቲ (1278)
    • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን (360)
  • ስራሕቲ ምልላይ (89)
    • ግራፊክስ ዲዛይን (18)
    • ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ (10)
    • ናይ ምልላይ ኣቁሑታት (15)
    • ኢቨንት ምዝግጃው (13)
    • ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት (32)
  • ክራይ (751)
    • ገዛ/ህንፃ ክራይ (57)
    • መኪና ክራይ (526)
    • ማሽነሪ ክራይ (159)
  • መሸጣ (1324)
    • ገዛ/ህንፃ ምሻጥ (5)
    • መኪና/ማሺን ምሻጥ (29)
    • ካልኦት ዝሽወጡ (639)
    • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ (650)
  • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (98)
    • ስራሕቲ ሓለዋ (48)
    • ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር (8)
    • ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት (42)
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (4157)
    • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና (1680)
    • መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል (151)
    • መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል (32)
  • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (372)
  • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
  • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (641)
    • ውፅኢት ቆርበት (2)
    • መጋረጃን ምንፃፍን (45)
    • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን (434)
    • ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (83)
  • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (377)
    • ትራንስፖርት ግልጋሎት (370)
    • ናይ ትራንዚት ግልጋሎት (7)
  • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (590)
    • ዕድጊት መኪና (25)
    • ዕድጊት ኸቢደ መሺን (294)
    • ዕድጊት ሞተርሳይክል (271)
  • መኽዝን (33)
  • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (243)
  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (283)
    • ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን (203)
    • ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን (67)
    • መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት (13)

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019

ብኤስ.ኤም.ኤስ ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም

ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።

2013 - 2026 © መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። ብ ❤️ ኣብ መቐለ ዝተሰርሐ
መውፅኢ/ ውዕል ተጠቃምነት/ ናይ ብሕቲ ጉዳይ/ ኤፍ.ኤ.ኪው/ መምርሒ ኣጠቓቕማ