ተዓፅዩ

ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ግራናይት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 24, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝተፈላለዩ ዓይነታት እስክራፕ 70 ሽሕ ሓባ ጨረታ 90 ሽሕ ኪሎግራም ፒፒክሪን ዝተበላሸዉ ከረጢት 6500 ኪሎግራም ሪሳይክል ማተሪያል 26010 ኪሎግራም ፒፒፀሊም ቀለም 1000 ኪሎግራም ካልሺየም ካርቦኔት ንደንበኛታቱ ብግልፂ ጨረታ ብምዉፃእ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎ ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 8, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ማይ ቅነጣል ዝትፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ ናፍጣ ጀነሪተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 21, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 21, 2018 4:31 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ