ቤት ፅሕፈት ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ትልምና ፋይናንስን አብ ሙሉእ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዝክረ ሰማእታት ካብ ዝተፈላለዩ ሴክተራትን ዉሸጢ ግልጋሎት እናሓቡ ዝነበሩ ዘገልግሉ ንብረት ኮምፒተር :ፕሪንተር ፎቶ ኮፒ : ሐፂን ወናብርቲ ዝመሳሰሉ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ነዚ ተዘርዘሩ ዘሎ ንብረት ክትገዝኡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ጨረታ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 16, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 17, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝወገዱ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 20, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 20, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ወረዳ ቆላ ተምቤን ትልምን ፋይናንስን ኣብ ግልጋሎት ዉዒሎም ዝተመሰሉ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 28, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 28, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s