ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ንስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ማለተ እዉን ላፕቶፕ ዲስክቶፕን ምስ ሙሉእ ቀረባቶም ወይድማ ኣክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ከምእዉን ዘይተጠቀመሉ ናይ ዝተፈላለየ ዓይነታት መካይን ሐደሽቲ መለዋወጢ ኣቅሑት ማለተ እዉን እስፔር ፓርትስ ከምእዉን ናዉቲ ኮንስትራክሽን ወይድማ ኮንስትራክሽን ማተሪያል ማለት እዉን ፀፀር 00 : 01: 02:03 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 13, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 13, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ካብ ዘለዉ ዘገልገለ ትቦን ጀነሪተርን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 3, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 3, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s