ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ሮን ካልኦት ክፋል ማሕበረሰብን ግልጋሎት እናሃቡ ዝነበሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረታት( ዴስክቶፕ ኮምፒዩፐር, ፕሪንተርን UPS) ዝተፈላለዩ ዓይነታት ብረትን ብግልፂ ጨረታ ኣሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 21, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 22, 2017 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ሮን ካልኦት ክፋል ማሕበረሰብን ግልጋሎት እናሃቡ ዝነበሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረታት( ዴስክቶፕ ኮምፒዩፐር, ፕሪንተርን UPS) ዝተፈላለዩ ዓይነታት ብረትን ብግልፂ ጨረታ ኣሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ትካልና መስፍን ሓፂን መፂንን ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝተ/ው/ማህበር ዘገልገላ 11 (ዓሰርተ ሓድ) ኣናእሽቲ ተሽከርከርቲ ብዘለዎኦ ኩነታትን ኣብ ታሕቲ ሰደቓ ብዝተቐመጠለን ዝርዝር ዋጋ መሰረት ክሸይጥ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 27, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 27, 2017 11:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሓምለ 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)መኪና ሓራጅመኪና/ማሺን ምሻጥካልኦት ዝሽወጡ+1 ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና መስፍን ሓፂን መፂንን ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝተ/ው/ማህበር ዘገልገላ 11 (ዓሰርተ ሓድ) ኣናእሽቲ ተሽከርከርቲ ብዘለዎኦ ኩነታትን ኣብ ታሕቲ ሰደቓ ብዝተቐመጠለን ዝርዝር ዋጋ መሰረት ክሸይጥ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ መንጎ ብዘሎ ናይ ኣፈፃፀም ክርክር ኣብ ናይ ኣፈ/ተኸሳሲ ኩሓ - ማይ መኽደን መንገዲ ፕሮጀክት ዝርከቡ ዋንነቶም ናይ ኣፈ/ተኸሳሲ ዝኾኑ፦ ኮንክሪት ቱቦ ንውሓት 2.6 ሜትር ዲያሜትር ብ 1.2 ሜትር ኣብ ወረዳ እንደርታ ጣብያ መሰቦ ቁሸት ሓረና ዝርከብ ቤዝ ኮርስ ጠጠር ክሽየጥ ወሲኑ ኣሎ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ በቢ ዘርፉ ይፈላለ እዩ ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንበቢ ዘርፉ ይፈላለ እዩቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅካልኦት ዝሽወጡ ተወሳኺ ኣንብብ : ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ መንጎ ብዘሎ ናይ ኣፈፃፀም ክርክር ኣብ ናይ ኣፈ/ተኸሳሲ ኩሓ - ማይ መኽደን መንገዲ ፕሮጀክት ዝርከቡ ዋንነቶም ናይ ኣፈ/ተኸሳሲ ዝኾኑ፦ ኮንክሪት ቱቦ ንውሓት 2.6 ሜትር ዲያሜትር ብ 1.2 ሜትር ኣብ ወረዳ እንደርታ ጣብያ መሰቦ ቁሸት ሓረና ዝርከብ ቤዝ ኮርስ ጠጠር ክሽየጥ ወሲኑ ኣሎ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ትካልና ማይጨው ስራሕቲ ፓርትክልቦርድ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ዝተፈላለዩ ኣብ ረብሓ ዝውዓሉን ዘይውዓሉን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 11, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 12, 2017 9:00 ቅ/ሰዓትቦታማይጨዉናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሓምለ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ማይጨው ስራሕቲ ፓርትክልቦርድ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ዝተፈላለዩ ኣብ ረብሓ ዝውዓሉን ዘይውዓሉን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ትካልና ፍረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዝተ/ዉ/ ማሕበር ኣብ ዋና መኸዝኑ ዕላላ ጥቓ ትራንስ ኢትዮጵያን መቐለ ጨንፈርን ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 11, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 11, 2017 3:40 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ፍረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዝተ/ዉ/ ማሕበር ኣብ ዋና መኸዝኑ ዕላላ ጥቓ ትራንስ ኢትዮጵያን መቐለ ጨንፈርን ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝማሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብ ዘለወኦ ልዑል ምህርቲ ፀባ ዝህባ ሆልስቴን ፍርዥያን ዓሌት ምሩፃት ዓሌት ከፍቲ ብምኸንያት ፅበት ደንበ ከፍቲ ቀኒሱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 7, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 7, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00 ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ካልኦት ዝሽወጡ ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝማሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብ ዘለወኦ ልዑል ምህርቲ ፀባ ዝህባ ሆልስቴን ፍርዥያን ዓሌት ምሩፃት ዓሌት ከፍቲ ብምኸንያት ፅበት ደንበ ከፍቲ ቀኒሱ ክሸይጥ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማ ኣብ ላጪ ዋና ቤት ፅሕፈቱ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነት መለዋወጢ ኣቅሑት ክሽጥ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ኣይጠቅስ ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይጠቅስቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ ተወሳኺ ኣንብብ : ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማ ኣብ ላጪ ዋና ቤት ፅሕፈቱ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነት መለዋወጢ ኣቅሑት ክሽጥ ይደሊ::
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ደስታ ቢዝነስ ግሩፕ ዋና ቢሮ ዘገልግሱ ንብረታት ናይ ተሽከርከርቲ ጎማን ስፔርን፣ ናይ ፕሪንተር ቀለማትን ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 1, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይጠቅስንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ደስታ ቢዝነስ ግሩፕ ዋና ቢሮ ዘገልግሱ ንብረታት ናይ ተሽከርከርቲ ጎማን ስፔርን፣ ናይ ፕሪንተር ቀለማትን ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ምምሕዳርን ንብረት _ ዝተፈላለዩ ዘገልገለ ንብረታት ማለት እውን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት፡ ናይ መኪና ጎማን ስፔር ፓርትን ዝተፈላለዩ ሃለቅቲ ኣቕሑት ፈርንቸር ኣቁሑትን ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለይ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 7, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 7, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ6,700ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ምምሕዳርን ንብረት _ ዝተፈላለዩ ዘገልገለ ንብረታት ማለት እውን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት፡ ናይ መኪና ጎማን ስፔር ፓርትን ዝተፈላለዩ ሃለቅቲ ኣቕሑት ፈርንቸር ኣቁሑትን ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለይ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ማለት እዉን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑትን : ዝተፈላለዩ ሃለቅቲ ኣቅሑት : ኣቅሑት ቢሮን : ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 8, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 8, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ6,700.00ናይ ደኩመንት ዋጋ--ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ማለት እዉን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑትን : ዝተፈላለዩ ሃለቅቲ ኣቅሑት : ኣቅሑት ቢሮን : ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ