ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 5, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ እስተሽነርታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 4, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 4, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንተርፓራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንዝካይዶም ናይ ህንፀትን ፅገናን መንገዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሐደ ናይ ዝተፈላለዩ ከበድቲ ማሽናት ዓበይትን ኣናሽተይን ተሽከርከርቲ ማካይን ክልተ ጎማን ባትሪን ንምግዛእ ሰለሰተ ስተሽነሪ ወይድማ መሳርሒ ፅሕፈት ንምግዛእ ኣርባዕተ ኣዘር ቱሉስን ንምግዛእ ሓመሸተ ዘይትን ቅብኣትን ምግዛእ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 17, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ስሌት ብላክ ቦርድ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቅሑት ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጳጉሜን 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 4, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s