ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ንኩለን ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ፅሕፈት መሳርሒ : ብኤሌክትሮኒክስ ወይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑትን: ብናይ እንስሳ ናዉቲ ህክምና : ብናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል መኪናን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንካልኣይ ግዝ ዝወፀ ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዪ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 20, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 16, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት(ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑትን ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ መቀለ ገበር ግልጋሎት ዝውዕል ንደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን : ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን : ናይ ፅሕፈት ኣቅሑትን : ጎማ ናይ መኪና : ኣቅሑት ሕትመት ብብርኪ ክልል ትግራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ኮሌጅ አገልግልት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : መድሓኒት እንስሳት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ናይ ትራክተር መኪና መለዋወጢ አቅሑት : ኣቅሑት ማይ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ናይ ዘርኢ ኮሚደረን : መሳርሒ ህንፃን ብግልፂ ጨረታ አወደዳሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 16, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማይጨው ሕርሻ ኮለጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ናይ እንስሳት መድሓኒት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ትራክተር መኪና ስፔር : ናይ ማይ ኣቁሑትን ፡ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑት ፣ ናይ ዘርኢ ቲማትምን ናይ ህንፃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ እምባስነይቲ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን: ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 26, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ