ተዓፅዩ

ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንሆስፒታል አገልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ደንቢ ልብሲ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ህንፃ መሳርሒ ንብረታት : ኮምፒተርን ከምፒተር ተዛመድቲ ንብረታትን : ሕትመት ስራሕቲ ን : ናይ ገዛን ቢሮን ንብረት መፍረይት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 14, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ትካልና ይሓ ሪል-እስቴት ዝተፈላለዩ ናውቲ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ዘስኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬትን ጋራጅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ሰርቪስ ፅገናን መካይንን ክገብር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንፅሕፈት መሳርሒን 20000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ 20000 ቅርሺ : ንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 10000 ቅርሺ : ንጋራጅ 10000 ቅርሺ : ንፅሬት 3000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሓፈሻዊ 2 ̋ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ እዞም ዝስዕቡ መሳርሒ ፅሕፈት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈትኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 12, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 12, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ