ግልፂ ጨረታClosed ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ ገባሪ ሰናይ ትካል GGP ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ መሳለጢ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬትን ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 24, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 25, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ ገባሪ ሰናይ ትካል GGP ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ መሳለጢ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬትን ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንሰ ኣደዳይ ንቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሕት/ፕሪንተር ወረቀ/ ኣብ በጀት ዓመት 2025/2026 ኣፈ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 28, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 29, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንሰ ኣደዳይ ንቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሕት/ፕሪንተር ወረቀ/ ኣብ በጀት ዓመት 2025/2026 ኣፈ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብየተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 19, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታታሕታይ ቆራሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብየተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ አድያቦ ብፕሮጀክት UNDP ዝክፍል ንዝተፈለለየ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣስከሰሰሪን : ናይ እንስሳት መድሓኒት ናዉቲ ህክምናን : ናይ ቢሮን ገዛን ፈርኒቸር ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክድዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 21, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታታሕታይ ኣድያቦናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋቢሮን ገዛን ፈርኒቸር ናይ እንስሳት መድሓኒት ናዉቲ ሕክምና ኣቅሑት 3000 ቅርሺ:ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን 5000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ አድያቦ ብፕሮጀክት UNDP ዝክፍል ንዝተፈለለየ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣስከሰሰሪን : ናይ እንስሳት መድሓኒት ናዉቲ ህክምናን : ናይ ቢሮን ገዛን ፈርኒቸር ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክድዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንሆስፒታል አገልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ደንቢ ልብሲ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ህንፃ መሳርሒ ንብረታት : ኮምፒተርን ከምፒተር ተዛመድቲ ንብረታትን : ሕትመት ስራሕቲ ን : ናይ ገዛን ቢሮን ንብረት መፍረይት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 14, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታሽራሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንሆስፒታል አገልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ደንቢ ልብሲ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ህንፃ መሳርሒ ንብረታት : ኮምፒተርን ከምፒተር ተዛመድቲ ንብረታትን : ሕትመት ስራሕቲ ን : ናይ ገዛን ቢሮን ንብረት መፍረይት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ትካልና ይሓ ሪል-እስቴት ዝተፈላለዩ ናውቲ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ዘስኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ይሓ ሪል-እስቴት ዝተፈላለዩ ናውቲ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ዘስኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም::
ግልፂ ጨረታClosed ንኹሉኹም ስብ ትካል ኤለክትሮኒክስ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ለካቲት 23 ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ / ኣጨሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 11, 2018 7:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 11, 2018 8:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ንኹሉኹም ስብ ትካል ኤለክትሮኒክስ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ለካቲት 23 ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ / ኣጨሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬትን ጋራጅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ሰርቪስ ፅገናን መካይንን ክገብር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታእምባ ኣላጀናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንፅሕፈት መሳርሒን 20000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ 20000 ቅርሺ : ንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 10000 ቅርሺ : ንጋራጅ 10000 ቅርሺ : ንፅሬት 3000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬትን ጋራጅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ሰርቪስ ፅገናን መካይንን ክገብር ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ሃፀይ ዮወሃንስ ሓፈሻዊ 2.ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2018 ዓ/ም ዝተፋላለዩ ፅሕፈት መሳረሒ ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 12, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 12, 2018 9:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ሃፀይ ዮወሃንስ ሓፈሻዊ 2.ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2018 ዓ/ም ዝተፋላለዩ ፅሕፈት መሳረሒ ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንብረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ተገሊፁ ዘሎ ንብረት ዋጋ መሊእኩም ንክተቅርቡልና ንገልፅዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 6, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 6, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንብረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ተገሊፁ ዘሎ ንብረት ዋጋ መሊእኩም ንክተቅርቡልና ንገልፅ