አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ከ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑ ብፕ/ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደገት ከፍፅም ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።