Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዛና ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ዛና ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን : ናይ ሞተር ሳይክል ኣቅሑት መለዋወጢ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋሞትር ሳይክል መለዋወጢ 5000 ቅርሺ : ንመሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት 3000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ