Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ን2018 ዓም ኣብያተ ዕዩ ዝዉዕሉ ሃለቅቲ ኣቅሑትን ኣቅሑት: ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 15, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንመሳርሒ ፅሕፈት 20000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ፅሬት 2000
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ