ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ብናይ 2018 ዓም መደበኛ በጀት ኣብታ ወረዳ ዝርከባ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ስራሕቲ : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምን ኣቅሑት ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት መዛጋጀ ከተማ ማይጨው 2018 በጅት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ዘገልግል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ን ፅሕፈት መሳሪሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም እንደሊ ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒ ትልምን ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ፅሬት ኣቅሑትን : ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንወረዳ ኣፅቢ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ፅሬት ኣቅሑት :መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና :መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል: ኮምፒተርን ተዛመድትን :መሳርሒ ሕትመት :መድሓኒትን ናዉቲ ህክምና እንስሳትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ Atsbi ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቅሑት ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ ገባሪ ሰናይ ትካል GGP ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ መሳለጢ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬትን ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ