Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ዓዲግራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑትን : ኤሌክትሮኒክስን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓዲግራት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ኣቅሑትን 20000 ቅርሺ : ኤሌክትሮኒክስ 25000 ቅርሽ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ