ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናይ ከለር ፕርንተር ቀለም (Color printer Ink) ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 24, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 25, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናይ ከለር ፕርንተር ቀለም (Color printer Ink) ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ንዝተፈላለዩ ሎት ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ሎት ሰለሰተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ንግልጋሎት ሴክተራት ዝዉዕሉ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 30, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 30, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታኮረምናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 16, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ንዝተፈላለዩ ሎት ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ሎት ሰለሰተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ንግልጋሎት ሴክተራት ዝዉዕሉ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNICEF funded project ግልጋሎት ዝዉዕል፡- Skill Building Materials ፥ Self-Care, Personal and Sanitary items ፥ Refreshment items ፥ ፅሕፈት መሳርሒ ፥ Materials to Equip WGSS-Sites ፥ Materials for Furnishing ፥ Purchase of Laptop Computers and Accessories ፥ Suggestion Box ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 15, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNICEF funded project ግልጋሎት ዝዉዕል፡- Skill Building Materials ፥ Self-Care, Personal and Sanitary items ፥ Refreshment items ፥ ፅሕፈት መሳርሒ ፥ Materials to Equip WGSS-Sites ፥ Materials for Furnishing ፥ Purchase of Laptop Computers and Accessories ፥ Suggestion Box ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ::
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ ዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ብዝተረኸበ ሓገዝ ናይ መኪና ሰፔር ፥ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፥ ኤሌትሮኒክስ ፥ ናይ ፅሬት ኣቑሑን ፥ Food item ፥ Drop in materialsን ፕፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 16, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 17, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሕዳር 12, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ ዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ብዝተረኸበ ሓገዝ ናይ መኪና ሰፔር ፥ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፥ ኤሌትሮኒክስ ፥ ናይ ፅሬት ኣቑሑን ፥ Food item ፥ Drop in materialsን ፕፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤክትርኒክስ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 17, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 17, 2018 8:35 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 15, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤክትርኒክስ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : መድሓኒት እንስሳት : መሳርሒ ሕትመት : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት: ዕጥቂ ስፖርት : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 1, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 1, 2018 5:30 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 30000 ቅርሺ : ን እንስሳት መድሓኒት 5000 ቅርሺ :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 5000 ቅርሺ : ንመለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር 5000 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት ዕጥቂ ስፖርት ንመሳርሒ ሕትመት ንነብሰወከፎም ንብስወከፎም 2000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 15, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : መድሓኒት እንስሳት : መሳርሒ ሕትመት : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት: ዕጥቂ ስፖርት : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር : ናይ መኪና ስፔር : ናይ መከና ጋራጅ ጉልበት : ናይ ሞተርሳይክል ጋራጅ ጉልበት : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 25, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታጋንታ አፈሹም ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቀሑት 5000 ቅርሺ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 10000 ቅርሺ : ናይ መኪና ጋራጅ ናይ ጉልበት 5000 ብር : ናይ ሞተርሳይክል ጋራጅ ጉልበት 5000 ብር : ኤሌክትሪክስ 3000 ብናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 15, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር : ናይ መኪና ስፔር : ናይ መከና ጋራጅ ጉልበት : ናይ ሞተርሳይክል ጋራጅ ጉልበት : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ንናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 1, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 2, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሕዳር 11, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ንናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 26, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሕዳር 11, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 1, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 2, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሕዳር 13, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ