Closed
ወረዳ ስቡሓ ሳዕሲዕን ቤት ፍርድን ከተማ ዕ/ሓሙስ ቤት ፍርድን ን2018 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ሕትመት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ ፅሬት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ካልኦት ኣናእሽተይ መሳርሒ ኣቑሑታት ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 1, 2018 7:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 1, 2018 7:40 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ10.00
ዝወፀሉ መዓልቲ