ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ወረቀት ምስክር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 28, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 25, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : አብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ወረቀት ምስክር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲሃገራይ ብበጀት እቲ ቤት መዘጋጃ ዝክፈል ዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕቲ እታ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ዉፅኢት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ሞተር ሳይክል :ሳይክል : ኦባማ ዝዓይነተ ኣሲዙ ናይ ፅዕነት መኪና : ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ዉፅኢታት ሓፂን መፂንን ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 26, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ መሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 30000 ቅርሺ :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ 30000 ቅርሺ : ሞተር ሳይክል 20000 ቅርሺ :ሳይክል 10000 ቅርሺ : ናይ ፅዕነት መኪና 50000 ቅርሺ : ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር 20000 : ዉፅኢታት ሓፂን መፂንን 30000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጥሪ 23, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን+5 ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲሃገራይ ብበጀት እቲ ቤት መዘጋጃ ዝክፈል ዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕቲ እታ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ዉፅኢት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ሞተር ሳይክል :ሳይክል : ኦባማ ዝዓይነተ ኣሲዙ ናይ ፅዕነት መኪና : ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ዉፅኢታት ሓፂን መፂንን ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ኣቑሑት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 11, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 11, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥሪ 20, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን+1 ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ኣቑሑት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ከይዲ ስራሕ ጠቅላላ አገልግሎት ምምሕዳር ፋይናንስን ንቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር : ፅሕፈት መሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 26, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታዓዲ ዳዕሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ፈርኒቸር 5000 ቅርሺ : መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 15000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥሪ 19, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ከይዲ ስራሕ ጠቅላላ አገልግሎት ምምሕዳር ፋይናንስን ንቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር : ፅሕፈት መሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈትና ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 20, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 21, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 18, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈትና ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ስቴሽትነሪ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 22, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 22, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 18, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ስቴሽትነሪ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት መዘጋጃ ከተማ ድብድቦ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንናይ ካልኣይ መንፈቀ ዓመት ዝተፈላለዩ ናዉቲ ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ተሸከርከርቲ ከምእዉን ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ: ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ተሽከርካሪን 10000 ቅርሺ :ንሕትመት 5000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ1,500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 18, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት+1 ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዘጋጃ ከተማ ድብድቦ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንናይ ካልኣይ መንፈቀ ዓመት ዝተፈላለዩ ናዉቲ ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ተሸከርከርቲ ከምእዉን ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ካብ ናይ ጀስትስ ፎር ኦል ብዝተረከበ በጀት ንቤት ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብከባብያዊ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 26, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 26, 2018 10:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ካብ ናይ ጀስትስ ፎር ኦል ብዝተረከበ በጀት ንቤት ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብከባብያዊ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት መዛጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ናይ 2ይ መፍርቅ ዓመት ዝ/ዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ‚ኤሌክትሮኒክሰ ‚ተሽከርከርቲ ክምእ አዉን ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታድብድቦዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት+1 ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዛጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ናይ 2ይ መፍርቅ ዓመት ዝ/ዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ‚ኤሌክትሮኒክሰ ‚ተሽከርከርቲ ክምእ አዉን ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ Expertlse france : ናይ ጽሕፈት መሳርሒ ብ ግልጺ ጨረታ ክትዕድግ ትደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ Expertlse france : ናይ ጽሕፈት መሳርሒ ብ ግልጺ ጨረታ ክትዕድግ ትደሊ