ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ጉሎ መከዳ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብታ ወረዳ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኮረም
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።