ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ንቤት ፅሕፈታት ወረዳ ኦፍላ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሎት ሐደ መሳርሒታት ፅሕፈት ሎት ክልተ ኣቅሑት ፅሬት አብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ካብ መደበኛ በጀት ብጨረታ አወዳዶሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኦፍላ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።