ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ የተለያዩ ኦፊስ ኤሌክትሮኒክስ መሽነሪዎች /ፋክስ ማሽን፣ ዴስክ ቶፕ፣ ከምፒተር ፣ጀነሬተር፣ ቪድዮ ካሜራ፣ ሪዞግራፊ ማሽን ድምፅ መቕረጫ /ሪከርደር/ ፣ የፅሕፈት መሳርያዎች እና ኬንዳ ፣ ወንበር ለተማሪዎች ኣርምቸር፣ መጋረጃዎች ፣ ኮትሃንገር፣ በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋልዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን xብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሽፈት ትምህርቲ ወ/ቆላ ተምቤን ግልጋሎት ዝዉዕል ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 10, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት መዛገጃ ከተማ መቐለ ዝኮና መካይን ናይ ካዝና ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ሎት 1 መለዋወጢ ኣቅሑ ተሽከርከርቲ ሎት 2 ናዉቲ ቢሮ ሎት ሎት 3 ስራሕቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 5, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኹሓ ሆስፒታል ን2012ዓ/ም ን ኹሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ ፈርኒቸር ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝተደለየ ዝምልከቶኩም ናይዚ መቕረብቱ ትካላት ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ዝርዝሩ ረቃሕታት ንከተቅርቡ ንገልፅ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 2, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ለ 2ተኛ ግዜ የወጣ ማስታወቅያ ደደቢት ብድርና ቁጠባ ተቋም አ/ማ ለድርጅቱ አገልግሎት የሚዉሉ ካዝናዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 28, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ፅሬት ኣቕሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርንቸርን ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ስፔርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 2, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ ፈርኒቸር፣ ፅሕፈት መሳርሕን ሓለዋን ፅሬትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ሲዒቦም ዝተዝርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ን ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣናእሽተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፣ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ