ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ዋናኒ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ሎት ሐደ መሳርሂ ህንፃ : ሎት ክልተ አቅሑት ቢሮን ጠረጰዛን አወዳዲሩ ብስርዓት ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 23, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲግራት
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።