ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንUNEPA መቐለ፣ ዓዲግራትን ማይጨዉን ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል፡- ናይ ተግባር ስልጠና፣ ናይ ዓበይቲ ፐርሰናል አይተም፣ ናይ ሕክምና ናዉቲ፣ ናይ ዓበይቲ ምግቢ፣ ናይ ስልጠና ናዉቲ፣ ናይ ስነ ልቦና ኣቑሑት፣ ናይ ህፃናት ፐርሰናል ይተም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሰለዝደለየት᎓᎓ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 18, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቕሮ ደ/ከ/ስራሕ ዕደፋይ/ንብ/ምም/ርን ዘለዎ ናይ ኦክስጅን ስለደራት ካብ መደበኛ ወይ ወሽጢ ኣታዊ ዝፀደቐ በጀት ዝክፈል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ኣእሲሩ ኦክስጅን ጋዝ ክመልእ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 19, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ኩሓ ሆስፒታል ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኩሓ ተወሳኺ ኣንብብ
መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ንበጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ንመ/ሆ. 11 ለካቲት ናይ ኦክስጅን ጋዝ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተዳለዉ ግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 21, 2017 3:03 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና ናዉት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 7, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኹሓ ን2018ዓ.ም ንሓደ ዓመት ግልጋሎት ክህበና ዝኽእል ንትካልና ሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ዓይነት ዓብይ፣ ማእኸላይን፣ንኡሽተይን ሲሊንዴር ብዓይነት ብመጠንን ኦክስጅን ንምምላእ ብግልፂ ጨረታ ምውድዳር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 29, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኩሓ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓ/ዓዲ ክፍሊ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንሆስፒታል ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝውዕል ንመወሀቢ ግልጋሎት ሕክምና ኦክስጅን ስሊንደር መምስሊ ግልጋሎት ክገዝእ ስስዝደሊየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 18, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና መድሓኒት ናይ ሕክምና ናዉትን ናይ ስነ-ልቦና ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 11, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ን2017 በጀት ዓመት ንከይዲ ሰራሕ ምክልካል ስግኣትን ሓደጋን ድልውነትን ንስራሕተኛታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ነብሲ ሳሙና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ