Closed
ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ መቐለ ን2019 በጀት ዓመት ዝኸውን ናይ ዓበይቲን ኣናእሽተይን መኻይን ፅገና (ጋራጅ ኣገልግሎት) ዘቕርቡ ተወዳዳርቲ ንምግዛእ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 13, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 13, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።