Closed
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ 2016 ዓም ካብናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ልምዓት ፕሮጀክት ዝተረከበ በጀት ዝክፈል ንዘፈር ቁጠባ ልመዓት ገጠር ወረዳና ዝዉዕሉ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ ገዛ ናይ ቢሮን ኣቅሑት : ናይ ደርሆን ኣዕዋፍ ምርባሕ : ናይ ተፈጥሮ እፅዋት ዘርእን : ናይ ሕርሻ መሳርሒታት መዓርን ናይ ማዕር ዉፅኢታትን ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 22, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 22, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,100.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ