ተዓፅዩ

ኮሌጅ ትምህርቲ መመህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2012ዓ/ም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ማይን ኤሌክትሪክን፣ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ማሽን፣ ፎቶ ኮፒ፣ ፍርጅ ፣ ስፒከራት ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ቴሌቪዥን፣ ኬሚካላት፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና መፀገኒ ጋራዥን ፣ካልኦትን ኣጨሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 17, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 18, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ነቲ ቤት ፅሕፈት አጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መቀያየሪ ኣቅሑት ናይ ደገ መብራህቲ፣ ፅገና ጋራዥ ዓበይቲ መካይን ማለት እዉን ማሽነሪ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ዓበይቲ መካይን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ኣናእሽተይ መካይን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 20, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 4, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 5, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ