Closed
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልሚ በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ከይደ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ንቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳርን ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬት ካዳስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ሰርቨር ሙሉእ ፓኬጅን ሲሰተምን ስራሕቲን : ናይ ፋዉንቴን ስራሕቲ ማለት እዉን ሐወልቲ ሐየሎም ንፅገና ዝከዉን ዝተፈላለዩ ንብረት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ሕክምና : ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 21, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንሰርቨር መሉእ ፓኬጅ ሲሰተምን ስራሕቲ 120000 ቅርሺ : ንፋዉንቴን ማለት እዉን ሐወልቲ ሐየሎም ንፅገና ዝከዉን ዝተፈላለዩ ንብረት 15000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ 20000 ቅርሺ : ንናዉቲ ሕክምና 10000 ቅርሺ ሰርቪስ መኪና 10000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ