ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አለማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት :ኤሌከትሮኒክስ :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ፈርኒቸር : ናይ መኪና ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 2, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 2, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት :ኤሌከትሮኒክስ: ኣቅሑት ፈርኒቸር : ናይ መኪና ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት 7000 ቅርሺ :ኣቅሑት ፅሬት 1000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ሽራ እንዳስላሴ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ብመደበኛ መንግስታዊ በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ህትመት ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት: ናይ ፅሬት ናዉቲ : ናይ ፈርኒቸር ናዉቲ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 2, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 2, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ