2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቐዳማይ ወያነ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ፈርኒቸር ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።